ዘጸኣት 19:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ሕጂ ድማ ቃለይ ኣጸቢቕኩም እንተ ተኣዚዝኩም፡ ኪዳነይ እውን እንተ ሓሊኹም፡ ኵላ ምድሪ ናተይ እያ እሞ፡+ ካብ ኵሎም ህዝብታት ንስኻትኩም ብርግጽ ፍሉይ ጥሪተይ* ክትኰኑ ኢኹም።+ ዘዳግም 26:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ከምቲ ዘተስፈወካ፡ ህዝቡ፡ ፍሉይ ጥሪቱ*+ ኸም እትኸውን፡ ኵሉ ትእዛዛቱ ድማ ከም እትሕሉ፡ ሎሚ የሆዋ ቓልካ ረኺቡ ኣሎ። መዝሙር 135:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ያህሲ ንያእቆብ፡ ንዕኡ ኪኸውን፡ንእስራኤል ከኣ፡ ፍሉይ ጥሪቱ* ኪኸውን ሓርይዎ እዩ።+
5 ሕጂ ድማ ቃለይ ኣጸቢቕኩም እንተ ተኣዚዝኩም፡ ኪዳነይ እውን እንተ ሓሊኹም፡ ኵላ ምድሪ ናተይ እያ እሞ፡+ ካብ ኵሎም ህዝብታት ንስኻትኩም ብርግጽ ፍሉይ ጥሪተይ* ክትኰኑ ኢኹም።+