ኤርምያስ 5:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “ንየሆዋ ኽሒዶምዎ ኣለዉ፣‘ሓንቲ እኳ ኣይኪገብርን እዩ።*+ መዓት ኣይኪመጸናን እዩ፣ሰይፊ ወይ ጥሜት ኣይክንርእን ኢና’ ድማ ይብሉ ኣለዉ።+ 13 ነብያትሲ ንፋስ ጥራይ ዝመልኡ እዮም፣ቃል* ከኣ ኣባታቶም የሎን። እዚ ደኣ ይብጽሓዮም!” ኤርምያስ 23:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ስለዚ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣንጻር እቶም ነብያት ከምዚ ይብል፦ “ካብ ነብያት የሩሳሌምሲ ኽሕደት ኣብ ብዘላ እታ ምድሪ ኣስፋሕፊሑ ኣሎ እሞ፡እንሆ፡ መሪር ተኽሊ አብልዖም፡እተመረዘ ማይ እውን አስትዮም ኣለኹ።”+ ህዝቅኤል 12:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ከመይሲ፡ ኣብ ውሽጢ ቤት እስራኤል ደጊም ናይ ሓሶት ራእይ ወይ ናይ ሽሕጣን* ጥንቈላ ኣይኪህሉን እዩ።+ ህዝቅኤል 13:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኢደይ ኣንጻር እቶም ራእያቶም ሓሶት ዝዀነን ሓሶት ዚዛረቡን ነብያት እያ።+ ንሳቶም ካብቶም መኻፍልቲ ምስጢረይ ኣይኪዀኑን፡ ኣብ መዝገብ ቤት እስራኤል ከኣ ኣይኪጽሓፉን፡ ናብ ምድሪ እስራኤል ድማ ኣይኪምለሱን እዮም፣ ኣነ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንኩ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ክትፈልጡ ኢኹም።+
12 “ንየሆዋ ኽሒዶምዎ ኣለዉ፣‘ሓንቲ እኳ ኣይኪገብርን እዩ።*+ መዓት ኣይኪመጸናን እዩ፣ሰይፊ ወይ ጥሜት ኣይክንርእን ኢና’ ድማ ይብሉ ኣለዉ።+ 13 ነብያትሲ ንፋስ ጥራይ ዝመልኡ እዮም፣ቃል* ከኣ ኣባታቶም የሎን። እዚ ደኣ ይብጽሓዮም!”
15 ስለዚ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣንጻር እቶም ነብያት ከምዚ ይብል፦ “ካብ ነብያት የሩሳሌምሲ ኽሕደት ኣብ ብዘላ እታ ምድሪ ኣስፋሕፊሑ ኣሎ እሞ፡እንሆ፡ መሪር ተኽሊ አብልዖም፡እተመረዘ ማይ እውን አስትዮም ኣለኹ።”+
9 ኢደይ ኣንጻር እቶም ራእያቶም ሓሶት ዝዀነን ሓሶት ዚዛረቡን ነብያት እያ።+ ንሳቶም ካብቶም መኻፍልቲ ምስጢረይ ኣይኪዀኑን፡ ኣብ መዝገብ ቤት እስራኤል ከኣ ኣይኪጽሓፉን፡ ናብ ምድሪ እስራኤል ድማ ኣይኪምለሱን እዮም፣ ኣነ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንኩ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ክትፈልጡ ኢኹም።+