እዝራ 3:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ነቶም ኣብ ከባቢኦም ዝነበሩ ህዝብታት እናፈርህዎም ክነሶም፡ ነቲ መሰውኢ ኣብቲ ናይ ቀደም ቦታኡ ኣቘምዎ፣+ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ንየሆዋ ዚሓርር መስዋእቲ፡ እቲ ናይ ንግሆን ናይ ምሸትን ዚሓርር መስዋእቲ ኣቕረቡ።+
3 ነቶም ኣብ ከባቢኦም ዝነበሩ ህዝብታት እናፈርህዎም ክነሶም፡ ነቲ መሰውኢ ኣብቲ ናይ ቀደም ቦታኡ ኣቘምዎ፣+ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ንየሆዋ ዚሓርር መስዋእቲ፡ እቲ ናይ ንግሆን ናይ ምሸትን ዚሓርር መስዋእቲ ኣቕረቡ።+