2 ነገስት 25:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንቤት የሆዋን ንቤት* ንጉስን ንዅለን ኣባይቲ የሩሳሌምን ኣንደደ፣+ ንዅለን ኣባይቲ ምርኡያት እውን ኣንደደ።+ 10 እቲ ምስቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት ዝነበረ ብዘሎ ሰራዊት ከለዳውያን ድማ፡ ነቲ ኣብ ዙርያ የሩሳሌም ዝነበረ መካበብያ ኣፍረሶ።+ ኤርምያስ 39:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 እቶም ከለዳውያን ድማ ንቤት* ንጉስን ንኣባይቲ ህዝብን ብሓዊ ኣንደድወን፣+ መካበብያ የሩሳሌም ከኣ ኣፍረሱ።+
9 ንቤት የሆዋን ንቤት* ንጉስን ንዅለን ኣባይቲ የሩሳሌምን ኣንደደ፣+ ንዅለን ኣባይቲ ምርኡያት እውን ኣንደደ።+ 10 እቲ ምስቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት ዝነበረ ብዘሎ ሰራዊት ከለዳውያን ድማ፡ ነቲ ኣብ ዙርያ የሩሳሌም ዝነበረ መካበብያ ኣፍረሶ።+