ኤርምያስ 7:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 “‘ስለዚ፡ እንሆ፡ ንሳ ቶፌት ወይ ስንጭሮ ወዲ ሂኖም* ተባሂላ ዘይትጽውዓለን፡ የግዳስ፡ ስንጭሮ ማሕረዲ እትብሃለለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ’ ይብል የሆዋ። ‘ቦታ ኽሳዕ ዚስኣን፡ ኣብ ቶፌት ኪቐብሩ እዮም።+
32 “‘ስለዚ፡ እንሆ፡ ንሳ ቶፌት ወይ ስንጭሮ ወዲ ሂኖም* ተባሂላ ዘይትጽውዓለን፡ የግዳስ፡ ስንጭሮ ማሕረዲ እትብሃለለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ’ ይብል የሆዋ። ‘ቦታ ኽሳዕ ዚስኣን፡ ኣብ ቶፌት ኪቐብሩ እዮም።+