ኤርምያስ 18:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ንሳቶም ግና፡ “እዝስ ዘይከውን እዩ!+ ንሕናስ ደድሕሪ ሓሳብ ርእስና ኽንመላለስ ኢና፣ ነፍሲ ወከፍ ከኣ ከም ንቕጽና እቲ እኩይ ልቡ ኺገብር እዩ” በሉ።+