2 ዜና መዋእል 36:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንሳቶም ግና ነድሪ የሆዋ ናብ ህዝቡ ኽሳዕ ዚመጽእ፡+ ኪሓውዩ ዘይክእሉ ኽሳዕ ዚዀኑ፡ ንልኡኻት እቶም ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣላገጹሎም፡+ ንቓሉ ኸኣ ነዓቕዎ፡+ ንነብያቱ እውን ኣባጨዉሎም።+ ኤርምያስ 6:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 “ንመን ክዛረብን ከጠንቅቕን እየ፧ መንከ ኺሰምዕ እዩ፧ እንሆ፡ ኣእዛኖም ከየቕልባስ ተዓጽየን እየን።*+ እንሆ፡ ቃል የሆዋ ንዑቕ ኰይንዎም ኣሎ፣+ብእኡ እውን ባህ ኣይብሎምን እዩ።
16 ንሳቶም ግና ነድሪ የሆዋ ናብ ህዝቡ ኽሳዕ ዚመጽእ፡+ ኪሓውዩ ዘይክእሉ ኽሳዕ ዚዀኑ፡ ንልኡኻት እቶም ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣላገጹሎም፡+ ንቓሉ ኸኣ ነዓቕዎ፡+ ንነብያቱ እውን ኣባጨዉሎም።+
10 “ንመን ክዛረብን ከጠንቅቕን እየ፧ መንከ ኺሰምዕ እዩ፧ እንሆ፡ ኣእዛኖም ከየቕልባስ ተዓጽየን እየን።*+ እንሆ፡ ቃል የሆዋ ንዑቕ ኰይንዎም ኣሎ፣+ብእኡ እውን ባህ ኣይብሎምን እዩ።