-
ኢሳይያስ 6:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 ኣነ ኸኣ፡ “ኦ የሆዋ፡ ክሳዕ መዓስ፧” በልኩ። ንሱ ድማ ከምዚ በለኒ፦
“ከተማታት ነባሪ ዘይብለን ኰይነን ክሳዕ ዚዓንዋ፡
ኣባይቲ ኸኣ ብዘይ ሰብ ክሳዕ ዚዀና፡
እታ ምድሪ እውን ክሳዕ እትዓኑን እትባድምን፣+
-
11 ኣነ ኸኣ፡ “ኦ የሆዋ፡ ክሳዕ መዓስ፧” በልኩ። ንሱ ድማ ከምዚ በለኒ፦
“ከተማታት ነባሪ ዘይብለን ኰይነን ክሳዕ ዚዓንዋ፡
ኣባይቲ ኸኣ ብዘይ ሰብ ክሳዕ ዚዀና፡
እታ ምድሪ እውን ክሳዕ እትዓኑን እትባድምን፣+