2 ነገስት 23:29, 30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ብዘመኑ ኸኣ፡ ፈርኦን ኔኮ ንጉስ ግብጺ ንንጉስ ኣሶር ኪቀባበሎ ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ መጸ፣ ንጉስ ዮስያስ ድማ ኪገጥመሉ ወጸ፣ ግናኸ፡ ኔኮ ምስ ረኣዮ፡ ኣብ መጊዶ ቐተሎ።+ 30 ገላዉኡ ኸኣ ሬሳኡ ኣብ ሰረገላ ገይሮም ካብ መጊዶ ናብ የሩሳሌም ኣምጺኦም ኣብ መቓብሩ ቐበርዎ። ህዝቢ እታ ምድሪ ድማ ንዮኣሓዝ ወዲ ዮስያስ ወሲዶም ኣብ ክንዲ ኣቦኡ ቐቢኦም ኣንገስዎ።+
29 ብዘመኑ ኸኣ፡ ፈርኦን ኔኮ ንጉስ ግብጺ ንንጉስ ኣሶር ኪቀባበሎ ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ መጸ፣ ንጉስ ዮስያስ ድማ ኪገጥመሉ ወጸ፣ ግናኸ፡ ኔኮ ምስ ረኣዮ፡ ኣብ መጊዶ ቐተሎ።+ 30 ገላዉኡ ኸኣ ሬሳኡ ኣብ ሰረገላ ገይሮም ካብ መጊዶ ናብ የሩሳሌም ኣምጺኦም ኣብ መቓብሩ ቐበርዎ። ህዝቢ እታ ምድሪ ድማ ንዮኣሓዝ ወዲ ዮስያስ ወሲዶም ኣብ ክንዲ ኣቦኡ ቐቢኦም ኣንገስዎ።+