ኤርምያስ 10:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ጓሶትሲ ዓሽዮም፣+ንየሆዋ ድማ ኣይሓተትዎን።+ ስለዚ፡ ብልቦና ኣይተመላለሱን፣ኵለን መጓሰታቶም ከኣ ፋሕ ኢለን ኣለዋ።”+ ኤርምያስ 50:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ህዝበይ ጥፉእ መጓሰ ኣባጊዕ ኰይኑ ኣሎ።+ ጓሶቶም ኣስሒቶምዎም።+ ካብ ከረን ናብ ኵርባ ዀለል እናኣበሉ፡ ናብ ኣኽራን መሪሖምዎም። መዕረፊኦም ረሲዖም ኣለዉ። ህዝቅኤል 34:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ኣንጻር ጓሶት እስራኤል ተነበ። ነቶም ጓሶት ከኣ ከምዚ ኢልካ ተነበየሎም፦ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “እቶም ንርእሶም ዚምግቡ ጓሶት እስራኤል ወይለኦም!+ ጓሶትሲ ንመጓሰ ደይኰነን ኬብልዑ ዚግባእ፧+
6 ህዝበይ ጥፉእ መጓሰ ኣባጊዕ ኰይኑ ኣሎ።+ ጓሶቶም ኣስሒቶምዎም።+ ካብ ከረን ናብ ኵርባ ዀለል እናኣበሉ፡ ናብ ኣኽራን መሪሖምዎም። መዕረፊኦም ረሲዖም ኣለዉ።
2 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ኣንጻር ጓሶት እስራኤል ተነበ። ነቶም ጓሶት ከኣ ከምዚ ኢልካ ተነበየሎም፦ ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “እቶም ንርእሶም ዚምግቡ ጓሶት እስራኤል ወይለኦም!+ ጓሶትሲ ንመጓሰ ደይኰነን ኬብልዑ ዚግባእ፧+