-
ኢሳይያስ 28:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 እዚኣቶም እውን ብወይኒ ይስሕቱ፣
ኣልኮላዊ መስተኦም ሰንከልከል የብሎም።
ካህንን ነብይን ብሰሪ ኣልኮላዊ መስተ ይስሕቱ፣
ወይኒ የደናግሮም፣
ብኣልኮላዊ መስተኦም ድማ ሰንከልከል ይብሉ።
ራእዮም የስሕቶም፣
ኣብ ፍርዲ እውን ይዕንቀፉ።+
-