ዘዳግም 30:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሽዑ የሆዋ ኣምላኽካ ምሩኻትካ ኺመልስ፡+ ኪምሕረካ፡+ ካብቶም የሆዋ ኣምላኽካ ፋሕ ዘበለካ ዅሎም ኣህዛብ ከኣ መሊሱ ኺእክበካ እዩ።+ እዝራ 1:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ኣብ ቀዳመይቲ ዓመት ቂሮስ ንጉስ ፋርስ፡+ እቲ ብኤርምያስ እተዘርበ ቓል የሆዋ+ ምእንቲ ኺፍጸም፡ የሆዋ ንመንፈስ ቂሮስ ንጉስ ፋርስ ኣብ ብዘላ መንግስቱ እቲ ብጽሑፍ እውን ዝሰፈረ ኸምዚ ዚብል ኣዋጅ ኪእውጅ ኣለዓዓሎ፦+ 2 “ቂሮስ ንጉስ ፋርስ ከምዚ ይብል፦ ‘የሆዋ ኣምላኽ ሰማያት፡ መንግስትታት ኵላ ምድሪ ሂቡኒ ኣሎ፣+ ኣብታ ኣብ ይሁዳ ዘላ የሩሳሌም ቤት ክሰርሓሉ እውን መዚዙኒ ኣሎ።+ ኤርምያስ 29:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 “የሆዋስ ከምዚ ይብል፦ ‘ኣብ ባቢሎን 70 ዓመት ምስ መልአ፡ ቈላሕታይ ክገብረልኩም፡+ ናብዛ ቦታ እዚኣ ብምምላስ ድማ፡ ነቲ ዝኣቶኽዎ ቓል ክፍጽሞ እየ።’+
1 ኣብ ቀዳመይቲ ዓመት ቂሮስ ንጉስ ፋርስ፡+ እቲ ብኤርምያስ እተዘርበ ቓል የሆዋ+ ምእንቲ ኺፍጸም፡ የሆዋ ንመንፈስ ቂሮስ ንጉስ ፋርስ ኣብ ብዘላ መንግስቱ እቲ ብጽሑፍ እውን ዝሰፈረ ኸምዚ ዚብል ኣዋጅ ኪእውጅ ኣለዓዓሎ፦+ 2 “ቂሮስ ንጉስ ፋርስ ከምዚ ይብል፦ ‘የሆዋ ኣምላኽ ሰማያት፡ መንግስትታት ኵላ ምድሪ ሂቡኒ ኣሎ፣+ ኣብታ ኣብ ይሁዳ ዘላ የሩሳሌም ቤት ክሰርሓሉ እውን መዚዙኒ ኣሎ።+
10 “የሆዋስ ከምዚ ይብል፦ ‘ኣብ ባቢሎን 70 ዓመት ምስ መልአ፡ ቈላሕታይ ክገብረልኩም፡+ ናብዛ ቦታ እዚኣ ብምምላስ ድማ፡ ነቲ ዝኣቶኽዎ ቓል ክፍጽሞ እየ።’+