ኤርምያስ 51:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “ፍላጻታት ስሓሉ፣+ ከበብቲ ዋላቱ ኣልዕሉ።* የሆዋ ንባቢሎን ኬዕንዋ ስለ ዝሓሰበ፡ንመንፈስ ነገስታት ሜዶን ኣለዓዒሉ ኣሎ።+ እዝስ ሕነ የሆዋ፡ ሕነ ቤተ መቕደሱ እዩ።
11 “ፍላጻታት ስሓሉ፣+ ከበብቲ ዋላቱ ኣልዕሉ።* የሆዋ ንባቢሎን ኬዕንዋ ስለ ዝሓሰበ፡ንመንፈስ ነገስታት ሜዶን ኣለዓዒሉ ኣሎ።+ እዝስ ሕነ የሆዋ፡ ሕነ ቤተ መቕደሱ እዩ።