ኤርምያስ 51:41 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 41 “ሼሻኽሲ* ኸመይ ኰን እያ እተማረኸት!+ እታ ውዳሰ ብዘላ ምድርስ ከመይ ኰን እያ እተታሕዘት!+ ባቢሎን ኣብ መንጎ ኣህዛብ ከመይ ኰን እያ መሰክሒ ዝዀነት!
41 “ሼሻኽሲ* ኸመይ ኰን እያ እተማረኸት!+ እታ ውዳሰ ብዘላ ምድርስ ከመይ ኰን እያ እተታሕዘት!+ ባቢሎን ኣብ መንጎ ኣህዛብ ከመይ ኰን እያ መሰክሒ ዝዀነት!