1 ነገስት 7:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ናይ ፍሲ ባሕሪ* ኸኣ ገበረ።+ ንሱ ድማ ከቢብ ዝቕርጹ ዀይኑ፡ ካብ ሓደ ወሰን ኣፉ ኽሳዕ እቲ ሓደ ወሰን ኣፉ 10 እመት፡ ቍመቱ ኸኣ 5 እመት፡ ዙርያኡ ምስ ተለክዐ ድማ፡ 30 እመት ዝንውሓቱ ገመድ ኰነ።+
23 ናይ ፍሲ ባሕሪ* ኸኣ ገበረ።+ ንሱ ድማ ከቢብ ዝቕርጹ ዀይኑ፡ ካብ ሓደ ወሰን ኣፉ ኽሳዕ እቲ ሓደ ወሰን ኣፉ 10 እመት፡ ቍመቱ ኸኣ 5 እመት፡ ዙርያኡ ምስ ተለክዐ ድማ፡ 30 እመት ዝንውሓቱ ገመድ ኰነ።+