-
ኤርምያስ 24:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 እታ ሓንቲ መሶብ፡ ከምቲ ቐዳማይ ዚበስል በለስ ዝበለ ኣዝዩ ጽቡቕ በለስ ነበራ፣ እታ ሓንቲ መሶብ ግና ካብ ምሕማቑ እተላዕለ ኺብላዕ ዘይከኣል ኣዝዩ ሕማቕ በለስ ነበራ።