ዘዳግም 28:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 የሆዋ ኣብ ቅድሚ ጸላእትኻ ኸም እትስዓር ኪገብረካ እዩ።+ ካብ ሓደ ኣንፈት ከተጥቅዖም ኢኻ፡ ካባታቶም ግና ብሸውዓተ ኣንፈት ክትሃድም ኢኻ። ንዅለን መንግስትታት ምድሪ መሰክሒ ኽትከውን ኢኻ።+ ኤርምያስ 34:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 “ስለዚ፡ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ነፍሲ ወከፍ ንሓዉን ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩን ሓርነት ንምእዋጅ ኣይተኣዘዝኩምንን።+ ስለዚ፡ ንሰይፍን ንለበዳን* ንጥሜትን+ ሓርነት ክእውጀልኩም እየ’ ይብል የሆዋ፡ ‘ንዅሎም መንግስትታት ምድሪ ኸኣ መሰክሒ ኽገብረኩም እየ።+
25 የሆዋ ኣብ ቅድሚ ጸላእትኻ ኸም እትስዓር ኪገብረካ እዩ።+ ካብ ሓደ ኣንፈት ከተጥቅዖም ኢኻ፡ ካባታቶም ግና ብሸውዓተ ኣንፈት ክትሃድም ኢኻ። ንዅለን መንግስትታት ምድሪ መሰክሒ ኽትከውን ኢኻ።+
17 “ስለዚ፡ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ነፍሲ ወከፍ ንሓዉን ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩን ሓርነት ንምእዋጅ ኣይተኣዘዝኩምንን።+ ስለዚ፡ ንሰይፍን ንለበዳን* ንጥሜትን+ ሓርነት ክእውጀልኩም እየ’ ይብል የሆዋ፡ ‘ንዅሎም መንግስትታት ምድሪ ኸኣ መሰክሒ ኽገብረኩም እየ።+