ኤርምያስ 23:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኣብ ነብያት የሩሳሌም እውን ዜሰክሕ ነገር ርእየ ኣለኹ። ይዝምዉን+ ብሓሶት ይመላለሱን፣+ንገበርቲ እከይ የተባብዑ፡*ካብ እከዮም ከኣ ኣይምለሱን። ንዓይሲ ዅላቶም ከም ሶዶም፡+እቶም ነበርታ ድማ ከም ጎሞራ እዮም።”+
14 ኣብ ነብያት የሩሳሌም እውን ዜሰክሕ ነገር ርእየ ኣለኹ። ይዝምዉን+ ብሓሶት ይመላለሱን፣+ንገበርቲ እከይ የተባብዑ፡*ካብ እከዮም ከኣ ኣይምለሱን። ንዓይሲ ዅላቶም ከም ሶዶም፡+እቶም ነበርታ ድማ ከም ጎሞራ እዮም።”+