2 ነገስት 25:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት ከኣ ንሰራያ+ እቲ ሊቀ ኻህናትን ንጸፎንያስ+ እቲ ኻልኣይ ካህንን ንሰለስተ ሓለውቲ ማዕጾን ወሰዶም።+ 2 ነገስት 25:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ንጉስ ባቢሎን ድማ ኣብ ሪብላ ኣብ ምድሪ ሓማት ወቒዑ ቐተሎም።+ በዚ ኸምዚ፡ ይሁዳ ኻብ ምድሩ ተማረኸ።+