-
ህዝቅኤል 13:8, 9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 “‘ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “‘ሓሶት ስለ እተዛረብኩም፡ ራእያትኩም ድማ ሓሶት ስለ ዝዀነ፡ ኣነ ኣንጻርኩም እየ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ።”+ 9 ኢደይ ኣንጻር እቶም ራእያቶም ሓሶት ዝዀነን ሓሶት ዚዛረቡን ነብያት እያ።+ ንሳቶም ካብቶም መኻፍልቲ ምስጢረይ ኣይኪዀኑን፡ ኣብ መዝገብ ቤት እስራኤል ከኣ ኣይኪጽሓፉን፡ ናብ ምድሪ እስራኤል ድማ ኣይኪምለሱን እዮም፣ ኣነ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንኩ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ክትፈልጡ ኢኹም።+
-