ህዝቅኤል 34:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ሓደ ጓሳ፡ ጊልያይ ዳዊት፡+ ከተንስኣለን እየ፣+ ንሱ እውን ኬብልዐን እዩ። ንሱ ባዕሉ ኼብልዐን፡ ጓሳአን ከኣ ኪኸውን እዩ።+ ህዝቅኤል 37:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 “‘“ጊልያይ ዳዊት ንጉሶም ኪኸውን፡+ ንዅላቶም ድማ ሓደ ጓሳ ኺህልዎም እዩ።+ ብፍርድታተይ ኪመላለሱ፡ ሕግታተይ ከኣ ተጠንቂቖም ኪሕልዉ እዮም።+ ሆሴእ 3:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ድሕሪኡ፡ ህዝቢ እስራኤል ተመሊሶም ንየሆዋ ኣምላኾምን+ ንንጉሶም ዳዊትን+ ኪደልዩ፡ በተን ዳሕሮት መዓልትታት ከኣ ራዕራዕ እናበሉ ናብ የሆዋን ናብ ሕያውነቱን* ኪመጹ እዮም።+
5 ድሕሪኡ፡ ህዝቢ እስራኤል ተመሊሶም ንየሆዋ ኣምላኾምን+ ንንጉሶም ዳዊትን+ ኪደልዩ፡ በተን ዳሕሮት መዓልትታት ከኣ ራዕራዕ እናበሉ ናብ የሆዋን ናብ ሕያውነቱን* ኪመጹ እዮም።+