እዝራ 9:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሕጂ ግና ንሓጺር ህሞት፡ ተረፍ ከም ዜምልጡ ብምግባር፡ ኣዒንትና ምእንቲ ኼብርሃልናን ኣብ ባርነትና ቝሩብ ምእንቲ ኽንበራበርን ከኣ ኣብዛ ቕድስቲ ቦታኡ መዕቈቢ* ብምሃብ፡ ኦ ኣምላኽና፡ ካብ የሆዋ ኣምላኽና ሞገስ ረኺብና ኣለና።+
8 ሕጂ ግና ንሓጺር ህሞት፡ ተረፍ ከም ዜምልጡ ብምግባር፡ ኣዒንትና ምእንቲ ኼብርሃልናን ኣብ ባርነትና ቝሩብ ምእንቲ ኽንበራበርን ከኣ ኣብዛ ቕድስቲ ቦታኡ መዕቈቢ* ብምሃብ፡ ኦ ኣምላኽና፡ ካብ የሆዋ ኣምላኽና ሞገስ ረኺብና ኣለና።+