መዝሙር 102:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ካብቲ ቕዱስ ላዕሉ ኣንቈልቊሉ ይጥምት፣+የሆዋ ኻብ ሰማያት ናብ ምድሪ ይርኢ፣ መዝሙር 102:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 በዚ ኸምዚ፡ እህህታ እሱር ይሰምዕ፣+ነቶም ንሞት እተፈርዶም ይፈትሖም።+
19 ካብቲ ቕዱስ ላዕሉ ኣንቈልቊሉ ይጥምት፣+የሆዋ ኻብ ሰማያት ናብ ምድሪ ይርኢ፣ መዝሙር 102:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 በዚ ኸምዚ፡ እህህታ እሱር ይሰምዕ፣+ነቶም ንሞት እተፈርዶም ይፈትሖም።+