-
ኤርምያስ 26:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ኤርምያስ ኵሉ እቲ የሆዋ ንዅሉ እቲ ህዝቢ ኺዛረብ ዝኣዘዞ ተዛሪቡ ምስ ወድአ፡ እቶም ካህናትን እቶም ነብያትን ኵሎም እቶም ህዝብን ሓዝዎ፣ “ብርግጽ ክትመውት ኢኻ።
-
-
ማቴዎስ 23:31መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
31 እምበኣር፡ ደቂ እቶም ንነብያት ዝቐተሉ ምዃንኩም፡ ባዕላትኩም ትምስክሩ ኣለኹም።+
-