ዘዳግም 28:65 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 65 ኣብ መንጎ እቶም ኣህዛብ እቲኦም ሰላም ኣይኪህልወካን እዩ፣+ ንኸብዲ እግርኻ እውን መዕረፊ ኣይክትረክብን ኢኻ። የግዳስ፡ የሆዋ ኣብኡ ሸቐልቀል ዚብል ልብን+ ዝደኸማ ኣዒንትን ቅብጸትን* ኪህበካ እዩ።+
65 ኣብ መንጎ እቶም ኣህዛብ እቲኦም ሰላም ኣይኪህልወካን እዩ፣+ ንኸብዲ እግርኻ እውን መዕረፊ ኣይክትረክብን ኢኻ። የግዳስ፡ የሆዋ ኣብኡ ሸቐልቀል ዚብል ልብን+ ዝደኸማ ኣዒንትን ቅብጸትን* ኪህበካ እዩ።+