ዘፍጥረት 12:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካን ክባርኸካን እየ፣ ንስምካ እውን ከዕብዮ እየ፣ ንበረኸት ድማ ክትከውን ኢኻ።+ 3 ንዚባርኹኻ ኽባርኾም፡ ንዚረግመካ እውን ክረግሞ እየ፣+ ኵሎም ዓሌታት ምድሪ ኸኣ ብኣኻ ብርግጽ ኪባረኹ* እዮም።”+ ዘዳግም 28:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ኣብ ወቕቱ ዝናም ንምድርኻ ምእንቲ ኺህብን+ ኵሉ እቲ እትገብሮ ምእንቲ ኺባርኽን፡ የሆዋ ነቲ ጽቡቕ ማዕከኑ ዝዀነ ሰማያት ኪኸፍተልካ እዩ። ንብዙሓት ኣህዛብ ከተለቅሕ ኢኻ፡ ንስኻ ግና ኣይክትልቃሕን ኢኻ።+ ዘካርያስ 8:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኣቱም ቤት ይሁዳን ቤት እስራኤልን፡ ከምቲ ኣብ መንጎ ኣህዛብ መራገሚ ዝዀንኩም፡+ ከምኡ ኸድሕነኩም እየ፣ በረኸት እውን ክትኰኑ ኢኹም።+ ኣይትፍርሁ!+ ኣእዳውኩም ኣበርትዑ።’*+
2 ዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካን ክባርኸካን እየ፣ ንስምካ እውን ከዕብዮ እየ፣ ንበረኸት ድማ ክትከውን ኢኻ።+ 3 ንዚባርኹኻ ኽባርኾም፡ ንዚረግመካ እውን ክረግሞ እየ፣+ ኵሎም ዓሌታት ምድሪ ኸኣ ብኣኻ ብርግጽ ኪባረኹ* እዮም።”+
12 ኣብ ወቕቱ ዝናም ንምድርኻ ምእንቲ ኺህብን+ ኵሉ እቲ እትገብሮ ምእንቲ ኺባርኽን፡ የሆዋ ነቲ ጽቡቕ ማዕከኑ ዝዀነ ሰማያት ኪኸፍተልካ እዩ። ንብዙሓት ኣህዛብ ከተለቅሕ ኢኻ፡ ንስኻ ግና ኣይክትልቃሕን ኢኻ።+
13 ኣቱም ቤት ይሁዳን ቤት እስራኤልን፡ ከምቲ ኣብ መንጎ ኣህዛብ መራገሚ ዝዀንኩም፡+ ከምኡ ኸድሕነኩም እየ፣ በረኸት እውን ክትኰኑ ኢኹም።+ ኣይትፍርሁ!+ ኣእዳውኩም ኣበርትዑ።’*+