ህዝቅኤል 25:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ኤዶም ኣብ ልዕሊ ቤት ይሁዳ ሕነ ፈድዩ እዩ፣ ሕነ ብምፍዳዩ ኸኣ ዓብዪ በደል በዲሉ ኣሎ፣+ 13 ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ኢደይ ናብ ኤዶም ክዝርግሕ፡ ሰብን ማልን ድማ ካብኣ ኽምንቍስ እየ፣ ከባድማ እውን እየ።+ ካብ ቴማን ክሳብ ዴዳን፡ ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም።+
12 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ኤዶም ኣብ ልዕሊ ቤት ይሁዳ ሕነ ፈድዩ እዩ፣ ሕነ ብምፍዳዩ ኸኣ ዓብዪ በደል በዲሉ ኣሎ፣+ 13 ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ኢደይ ናብ ኤዶም ክዝርግሕ፡ ሰብን ማልን ድማ ካብኣ ኽምንቍስ እየ፣ ከባድማ እውን እየ።+ ካብ ቴማን ክሳብ ዴዳን፡ ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም።+