ኦብድያ 15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 መዓልቲ የሆዋስ ኣንጻር ኵሎም ኣህዛብ ቀሪባ እያ።+ ከምቲ ዝገበርካዮ ኽትግበር ኢኻ።+ ግብርኻ ኣብ ርእስኻ ኺምለስ እዩ።