ህዝቅኤል 38:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ገጽካ ናብ ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ፡+ ርእሲ ሹም* ሜሴክን ቱባልን+ ምለስ እሞ ኣንጻሩ ተነበ።+