ራእይ 19:17, 18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ሓደ መልኣኽ ኣብ ጸሓይ ደው ኢሉ ኸኣ ረኣኹ፣ ዓው ብዝበለ ድምጺ ድማ ኣብ ማእከል ሰማይ ንዚነፍራ ዅለን ኣዕዋፍ ከምዚ ኢሉ ጨደረለን፦ “ንዕነ፡ ናብቲ ዓብዪ ድራር ኣምላኽ ተኣከባ፣+ 18 ስጋ ነገስታትን ስጋ ኣሕሉቕ ሽሕን ስጋ ሓያላትን+ ስጋ ኣፍራስን ስጋ እቶም እተወጥሕዎምን፡+ ስጋ ዅሎም ጭዋታትን ባሮትን ንኣሽቱን ዓበይትን ብልዓ።”
17 ሓደ መልኣኽ ኣብ ጸሓይ ደው ኢሉ ኸኣ ረኣኹ፣ ዓው ብዝበለ ድምጺ ድማ ኣብ ማእከል ሰማይ ንዚነፍራ ዅለን ኣዕዋፍ ከምዚ ኢሉ ጨደረለን፦ “ንዕነ፡ ናብቲ ዓብዪ ድራር ኣምላኽ ተኣከባ፣+ 18 ስጋ ነገስታትን ስጋ ኣሕሉቕ ሽሕን ስጋ ሓያላትን+ ስጋ ኣፍራስን ስጋ እቶም እተወጥሕዎምን፡+ ስጋ ዅሎም ጭዋታትን ባሮትን ንኣሽቱን ዓበይትን ብልዓ።”