ኤርምያስ 30:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “እንሆ፡ ንምሩኻት ህዝበይ እስራኤልን ይሁዳን ዚእክበለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ”+ ይብል የሆዋ፡ “ናብታ ንኣቦታቶም ዝሃብክዎም ምድሪ ድማ ክመልሶም እየ፣ ንሳቶም እውን መሊሶም ኪርስተይዋ እዮም” ይብል የሆዋ።’”+ ህዝቅኤል 34:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ካብ ህዝብታት ከውጽአን፡ ካብ ሃገራት ከኣ ክእክበን፡ ናብ ምድረን ድማ ከምጽአን፡ ኣብ ኣኽራን እስራኤል እውን ኣብ ጥቓ ወሓይዝን ኣብ ጥቓ ዅሉ እቲ መንበሪታትን ከብልዐን እየ።+
3 “እንሆ፡ ንምሩኻት ህዝበይ እስራኤልን ይሁዳን ዚእክበለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ”+ ይብል የሆዋ፡ “ናብታ ንኣቦታቶም ዝሃብክዎም ምድሪ ድማ ክመልሶም እየ፣ ንሳቶም እውን መሊሶም ኪርስተይዋ እዮም” ይብል የሆዋ።’”+
13 ካብ ህዝብታት ከውጽአን፡ ካብ ሃገራት ከኣ ክእክበን፡ ናብ ምድረን ድማ ከምጽአን፡ ኣብ ኣኽራን እስራኤል እውን ኣብ ጥቓ ወሓይዝን ኣብ ጥቓ ዅሉ እቲ መንበሪታትን ከብልዐን እየ።+