-
ህዝቅኤል 10:19መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
19 እቶም ኪሩቤል ድማ እናጠመትክዎም ኣኽናፎም ኣልዒሎም ካብ ምድሪ ተላዕሉ። እቲ መንኰራዅር እውን ኪነቕሉ ኸለዉ ኣብ ጥቓኦም ነበረ። ኣብ መእተዊ እቲ ምብራቓዊ ኣፍ ደገ ቤት የሆዋ ድማ ደው በሉ፣ ክብሪ ኣምላኽ እስራኤል ከኣ ኣብ ልዕሊኦም ነበረ።+
-