ዳንኤል 9:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ንሱ ኸኣ ዓብዪ መዓት ኣባና ብምውራድ፡ ነቲ ኣንጻርናን ኣንጻር እቶም ኣብ ልዕሌና ዚገዝኡ ገዛእትናን* እተዛረቦ ቓላት ፈጺምዎ ኣሎ፣+ ከምቲ ኣብ የሩሳሌም እተገብረስ፡ ኣብ ትሕቲ ብዘሎ ሰማያት ከቶ ኣይተገብረን።+
12 ንሱ ኸኣ ዓብዪ መዓት ኣባና ብምውራድ፡ ነቲ ኣንጻርናን ኣንጻር እቶም ኣብ ልዕሌና ዚገዝኡ ገዛእትናን* እተዛረቦ ቓላት ፈጺምዎ ኣሎ፣+ ከምቲ ኣብ የሩሳሌም እተገብረስ፡ ኣብ ትሕቲ ብዘሎ ሰማያት ከቶ ኣይተገብረን።+