ዘጸኣት 30:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኵሎም እቶም እተመዝገቡ፡ ብሲቃል መቕደስ፡*+ ፍርቂ ሲቃል* ይሃቡ። ሓደ ሲቃል፡ ዕስራ ጌራ* እዩ። ንየሆዋ ዚውሃብ መባእ ከኣ፡ ፍርቂ ሲቃል እዩ።+