1 ነገስት 8:64 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 64 እቲ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዝነበረ መሰውኢ ነሓሲ+ ንዚሓርር መስዋእትን ንመስዋእቲ እኽልን ንስብሕታት+ መስዋእቲ ሕብረትን ዘይኣክል ንእሽቶ ነበረ እሞ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ንጉስ ኣብቲ ኣብ ቅድሚ ቤት የሆዋ ዘሎ ማእከል ኣጸድ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ እኽልን ስብሕታት መስዋእቲ ሕብረትን ኬቕርብ ስለ ዝነበሮ፡ ንዕኡ ቐደሶ።
64 እቲ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዝነበረ መሰውኢ ነሓሲ+ ንዚሓርር መስዋእትን ንመስዋእቲ እኽልን ንስብሕታት+ መስዋእቲ ሕብረትን ዘይኣክል ንእሽቶ ነበረ እሞ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ንጉስ ኣብቲ ኣብ ቅድሚ ቤት የሆዋ ዘሎ ማእከል ኣጸድ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ እኽልን ስብሕታት መስዋእቲ ሕብረትን ኬቕርብ ስለ ዝነበሮ፡ ንዕኡ ቐደሶ።