ህዝቅኤል 48:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 48 “ካብ ሰሜናዊ ወሰን ጀሚሩ ስማት እቶም ነገዳት እዚ እዩ፦ ግደ ዳን+ ብመገዲ ሔትሎን ናብ ለቦ-ሓማት፡*+ ናብ ሓጻር-ዔናን ይበጽሕ፣ በቲ ብሰሜን ዘሎ ዶብ ደማስቆን ብጥቓ ሓማትን+ ኣቢሉ እውን ይሓልፍ፣ ካብ ምብራቓዊ ዶብ ከኣ ናብ ምዕራባዊ ዶብ ይዝርጋሕ።
48 “ካብ ሰሜናዊ ወሰን ጀሚሩ ስማት እቶም ነገዳት እዚ እዩ፦ ግደ ዳን+ ብመገዲ ሔትሎን ናብ ለቦ-ሓማት፡*+ ናብ ሓጻር-ዔናን ይበጽሕ፣ በቲ ብሰሜን ዘሎ ዶብ ደማስቆን ብጥቓ ሓማትን+ ኣቢሉ እውን ይሓልፍ፣ ካብ ምብራቓዊ ዶብ ከኣ ናብ ምዕራባዊ ዶብ ይዝርጋሕ።