ዘሁልቍ 35:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ንእስራኤላውያን፡ ካብቲ ዚርስተይዎ ርስቲ ንሌዋውያን ዚነብሩለን ከተማታት ኪህብዎም፡ ኣዝዞም፣+ ኣብ ዙርያ እተን ከተማታት ዘሎ መጓሰዪ እውን ንሌዋውያን ይሃብዎም።+ ህዝቅኤል 45:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ካብዛ ልክዕ እዚኣ 25,000 ዝንውሓታን 10,000 ዝግፍሓን ለክዕ፣ ኣብ ውሽጣ ኸኣ መቕደስ፡ ቅድስተ ቕዱሳን ክትህሉ እያ። 4 እዛ ቕድስቲ ግደ እታ ምድሪ፡ ነቶም ኣገልገልቲ እታ መቕደስ ዝዀኑ ንየሆዋ ኼገልግሉ ዚቐርቡ+ ኻህናት ክትከውን እያ።+ ንኣባይቶም ቦታ፡ ነታ መቕደስ እውን ቅድስቲ ቦታ ኽትከውን እያ።
2 “ንእስራኤላውያን፡ ካብቲ ዚርስተይዎ ርስቲ ንሌዋውያን ዚነብሩለን ከተማታት ኪህብዎም፡ ኣዝዞም፣+ ኣብ ዙርያ እተን ከተማታት ዘሎ መጓሰዪ እውን ንሌዋውያን ይሃብዎም።+
3 ካብዛ ልክዕ እዚኣ 25,000 ዝንውሓታን 10,000 ዝግፍሓን ለክዕ፣ ኣብ ውሽጣ ኸኣ መቕደስ፡ ቅድስተ ቕዱሳን ክትህሉ እያ። 4 እዛ ቕድስቲ ግደ እታ ምድሪ፡ ነቶም ኣገልገልቲ እታ መቕደስ ዝዀኑ ንየሆዋ ኼገልግሉ ዚቐርቡ+ ኻህናት ክትከውን እያ።+ ንኣባይቶም ቦታ፡ ነታ መቕደስ እውን ቅድስቲ ቦታ ኽትከውን እያ።