ህዝቅኤል 5:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “‘ስለዚ፡ ብዅሎም ጽዩፋት ጣኦታትክን ብዅሉ ፍንፉን ተግባራትክን ንመቕደሰይ ስለ ዘርከስክዮ፡+ ከምቲ ህያው ዝዀንኩ፡ ኣነ እውን ክድርብየኪ እየ፡* ዓይነይ ከኣ ኣይክትድንግጸልክን እያ፡ ኣነ ድማ ኣይክርሕርሕን እየ’+ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ። ህዝቅኤል 7:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ዓይነይ ኣይክትድንግጸልክን እያ፡ ኣነ እውን ኣይክርሕርሕን እየ።+ ሳዕቤናት መገድታትኪ ኸምጽኣልኪ፡ ብሳዕቤናት እቲ ፍንፉን ተግባራትኪ እውን ክትሳቐዪ ኢኺ። ኣነ የሆዋ እወቕዓኩም ከም ዘለኹ ኸኣ ክትፈልጡ ኢኹም።+
11 “‘ስለዚ፡ ብዅሎም ጽዩፋት ጣኦታትክን ብዅሉ ፍንፉን ተግባራትክን ንመቕደሰይ ስለ ዘርከስክዮ፡+ ከምቲ ህያው ዝዀንኩ፡ ኣነ እውን ክድርብየኪ እየ፡* ዓይነይ ከኣ ኣይክትድንግጸልክን እያ፡ ኣነ ድማ ኣይክርሕርሕን እየ’+ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ።
9 ዓይነይ ኣይክትድንግጸልክን እያ፡ ኣነ እውን ኣይክርሕርሕን እየ።+ ሳዕቤናት መገድታትኪ ኸምጽኣልኪ፡ ብሳዕቤናት እቲ ፍንፉን ተግባራትኪ እውን ክትሳቐዪ ኢኺ። ኣነ የሆዋ እወቕዓኩም ከም ዘለኹ ኸኣ ክትፈልጡ ኢኹም።+