2 ነገስት 25:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት ከኣ ንሰራያ+ እቲ ሊቀ ኻህናትን ንጸፎንያስ+ እቲ ኻልኣይ ካህንን ንሰለስተ ሓለውቲ ማዕጾን ወሰዶም።+ 2 ነገስት 25:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ንጉስ ባቢሎን ድማ ኣብ ሪብላ ኣብ ምድሪ ሓማት ወቒዑ ቐተሎም።+ በዚ ኸምዚ፡ ይሁዳ ኻብ ምድሩ ተማረኸ።+ ኤርምያስ 25:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 እንሆ፡ ፈለማ ኣብታ ስመይ ዚጽውዓላ+ ኸተማ መዓት ካብ ኣምጻእኩስ፡ ከይተቐጻዕኩምዶ ኽትተርፉ ኢኹም፧”’+ “‘ኣንጻር ኵሎም ነበርቲ ምድሪ ሰይፊ እጽውዕ ኣለኹ እሞ፡ ከይተቐጻዕኩም ኣይክትተርፉን ኢኹም’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
29 እንሆ፡ ፈለማ ኣብታ ስመይ ዚጽውዓላ+ ኸተማ መዓት ካብ ኣምጻእኩስ፡ ከይተቐጻዕኩምዶ ኽትተርፉ ኢኹም፧”’+ “‘ኣንጻር ኵሎም ነበርቲ ምድሪ ሰይፊ እጽውዕ ኣለኹ እሞ፡ ከይተቐጻዕኩም ኣይክትተርፉን ኢኹም’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።