ምሳሌ 15:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣዒንቲ የሆዋ ኣብ ኵሉ ቦታ እየን፣ንእኩያትን ንሰናያትን ይቋመታኦም።+ ዘካርያስ 4:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንመዓልቲ ንኣሽቱ ጅመራ* ዚንዕቕሲ መን እዩ፧+ ንሳቶምሲ ኺሕጐሱን ኣብ ኢድ ዘሩባቤል መለክዒ መንደቕ* ኪርእዩን እዮም። እዘን ሸውዓተሲ እተን ኣብ ኵላ ምድሪ ዚዞራ ኣዒንቲ የሆዋ እየን።”+
10 ንመዓልቲ ንኣሽቱ ጅመራ* ዚንዕቕሲ መን እዩ፧+ ንሳቶምሲ ኺሕጐሱን ኣብ ኢድ ዘሩባቤል መለክዒ መንደቕ* ኪርእዩን እዮም። እዘን ሸውዓተሲ እተን ኣብ ኵላ ምድሪ ዚዞራ ኣዒንቲ የሆዋ እየን።”+