-
ህዝቅኤል 1:12መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
12 ነፍሲ ወከፎም ትኽ ኢሎም ንቕድሚኦም ይኸዱ፡ ናብቲ እቲ መንፈስ ኪኸድዎ ዘበሎም ኣቢሎም ከኣ ይኸዱ ነበሩ።+ ኪኸዱ ኸለዉ፡ ኣይጥወዩን ነበሩ።
-
-
ህዝቅኤል 10:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 ኪኸይድ ከሎ ድማ፡ ከይተጠውየ ናብቲ ርእሲ ዚቐንዓሉ ቦታ ይኸይድ ስለ ዝነበረ፡ ከይተጠውየ ብዝዀነ ኻብቲ ኣርባዕተ ኣንፈት ኪኸይድ ይኽእል ነበረ።
-