ህዝቅኤል 24:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘እታ ኸተማ ምፍሳስ ደም፡+ እታ ምራተኣ ዘየልገሰ መራት ቍራዕ ወይለኣ! በብምታር እናኣውጻእካ ጥራያ ግበራ፣+ ንዕኡ ዕጫ ኣይተውድቕ።
6 “ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘እታ ኸተማ ምፍሳስ ደም፡+ እታ ምራተኣ ዘየልገሰ መራት ቍራዕ ወይለኣ! በብምታር እናኣውጻእካ ጥራያ ግበራ፣+ ንዕኡ ዕጫ ኣይተውድቕ።