2 ነገስት 25:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 መካበብያ እታ ኸተማ ኸኣ ብሓደ ቦታ ፈረሰ፣+ ከለዳውያን ኣብ ዙርያ እታ ኸተማ ኸለዉ ድማ፡ ኵሎም እቶም ተዋጋእቲ ብለይቲ በቲ ኣብ ጥቓ ስፍራ ኣታኽልቲ ንጉስ ኣብ መንጎ ድርብ መካበብያ ዘሎ ኣፍ ደገ ኣቢሎም ሃደሙ፣ ንጉስ ከኣ ብመገዲ ዓራባ ኸደ።+ ኤርምያስ 39:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ጼዴቅያስ ንጉስ ይሁዳን ኵሎም ተዋጋእቱን ምስ ረኣይዎም፡ ብለይቲ ብስፍራ ኣታኽልቲ ንጉስ፡ ኣብ መንጎ ድርብ መካበብያ ብዘሎ ኣፍ ደገ ኣቢሎም ካብታ ኸተማ ወጺኦም ሃደሙ፣+ ብመገዲ ዓራባ ኸኣ ከዱ።+
4 መካበብያ እታ ኸተማ ኸኣ ብሓደ ቦታ ፈረሰ፣+ ከለዳውያን ኣብ ዙርያ እታ ኸተማ ኸለዉ ድማ፡ ኵሎም እቶም ተዋጋእቲ ብለይቲ በቲ ኣብ ጥቓ ስፍራ ኣታኽልቲ ንጉስ ኣብ መንጎ ድርብ መካበብያ ዘሎ ኣፍ ደገ ኣቢሎም ሃደሙ፣ ንጉስ ከኣ ብመገዲ ዓራባ ኸደ።+
4 ጼዴቅያስ ንጉስ ይሁዳን ኵሎም ተዋጋእቱን ምስ ረኣይዎም፡ ብለይቲ ብስፍራ ኣታኽልቲ ንጉስ፡ ኣብ መንጎ ድርብ መካበብያ ብዘሎ ኣፍ ደገ ኣቢሎም ካብታ ኸተማ ወጺኦም ሃደሙ፣+ ብመገዲ ዓራባ ኸኣ ከዱ።+