ኢሳይያስ 30:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ስለዚ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከምዚ ይብል፦ “ነዚ ቓል እዚ ስለ ዝነዓቕኩምዎ፡+ብዓመጻን ብምትላልን ስለ እተኣመንኩም፡ኣብኡ እውን ስለ እተጸጋዕኩም፡+13 ስለዚ፡ እዚ ስሕተት እዚ ኸም ዝነቕዐ መንደቕ፡ከምቲ ኺወድቕ ዝቐረበ ዝዘጠጠ ነዊሕ መንደቕ ኪኸውን እዩ። ብሃንደበትን ብቕጽበትን ኪፈርስ እዩ።
12 ስለዚ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከምዚ ይብል፦ “ነዚ ቓል እዚ ስለ ዝነዓቕኩምዎ፡+ብዓመጻን ብምትላልን ስለ እተኣመንኩም፡ኣብኡ እውን ስለ እተጸጋዕኩም፡+13 ስለዚ፡ እዚ ስሕተት እዚ ኸም ዝነቕዐ መንደቕ፡ከምቲ ኺወድቕ ዝቐረበ ዝዘጠጠ ነዊሕ መንደቕ ኪኸውን እዩ። ብሃንደበትን ብቕጽበትን ኪፈርስ እዩ።