ኤርምያስ 27:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ንቓላት እቶም፡ ‘ንንጉስ ባቢሎን ኣይክትግዝእዎን ኢኹም’ ዚብሉኹም ዘለዉ ነብያት ኣይትስምዑ፣+ ንሳቶምሲ ሓሶት እዮም ዚንበዩልኩም ዘለዉ።+