ዘፍጥረት 6:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኖህ ግና ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ሞገስ ረኸበ። 9 ታሪኽ ኖህ እዚ እዩ። ኖህ ጻድቕ ሰብኣይ ነበረ።+ ኣብቶም ብዘመኑ ዚነብሩ ዝነበሩ፡* ኣበር ዘይብሉ* ነበረ። ኖህ ምስቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተመላለሰ።+ እብራውያን 11:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኖህ+ ብዛዕባ እቲ ገና ዘይተራእየ ነገራት መለኮታዊ መጠንቀቕታ ምስ ተቐበለ፡+ ብፍርሃት ኣምላኽ ተደሪኹ ንምድሓን ቤተ ሰቡ እትኸውን መርከብ ብእምነት ሰሪሑ እዩ፣+ በታ እምነት እቲኣ ገይሩ ድማ ንዓለም ኰኒንዋ እዩ፣+ ነቲ ብእምነት ዚርከብ ጽድቂ ኸኣ ወራሲ ዀይኑ እዩ።
8 ኖህ ግና ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ሞገስ ረኸበ። 9 ታሪኽ ኖህ እዚ እዩ። ኖህ ጻድቕ ሰብኣይ ነበረ።+ ኣብቶም ብዘመኑ ዚነብሩ ዝነበሩ፡* ኣበር ዘይብሉ* ነበረ። ኖህ ምስቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተመላለሰ።+
7 ኖህ+ ብዛዕባ እቲ ገና ዘይተራእየ ነገራት መለኮታዊ መጠንቀቕታ ምስ ተቐበለ፡+ ብፍርሃት ኣምላኽ ተደሪኹ ንምድሓን ቤተ ሰቡ እትኸውን መርከብ ብእምነት ሰሪሑ እዩ፣+ በታ እምነት እቲኣ ገይሩ ድማ ንዓለም ኰኒንዋ እዩ፣+ ነቲ ብእምነት ዚርከብ ጽድቂ ኸኣ ወራሲ ዀይኑ እዩ።