ህዝቅኤል 6:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እቶም ቅቱላት ድማ ኣብ ማእከልኩም ኪወድቁ እዮም፣+ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ክትፈልጡ ኢኹም።+ ህዝቅኤል 7:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ዓይነይ ኣይክትድንግጸልክን እያ፡ ኣነ እውን ኣይክርሕርሕን እየ።+ ሳዕቤናት መገድታትክስ ከምጽኣልኪ፡ ብሳዕቤናት እቲ ፍንፉን ተግባራትኪ እውን ክትሳቐዪ ኢኺ።+ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ክትፈልጡ ኢኹም።’+
4 ዓይነይ ኣይክትድንግጸልክን እያ፡ ኣነ እውን ኣይክርሕርሕን እየ።+ ሳዕቤናት መገድታትክስ ከምጽኣልኪ፡ ብሳዕቤናት እቲ ፍንፉን ተግባራትኪ እውን ክትሳቐዪ ኢኺ።+ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ከኣ ክትፈልጡ ኢኹም።’+