ሩት 3:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንሱ ኸኣ፡ “መን ኢኺ፧” በለ። ንሳ ድማ፡ “ኣነ ሩት ገረድካ እየ። ንስኻ ተበጃዊ ኢኻ እሞ፡ ክዳንካ* ኣብ ልዕሊ ገረድካ ዘርግሕ” ኢላ መለሰት።+