ኤርምያስ 13:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 እወ፡ ዝሙትክን+ ብፍትወተ ስጋ ምሕምሓምክንጽዩፍ* ምንዝርናኽን ኪርአ እዩ። ኣብ ኵርባታትን ኣብ መሮርን፡እቲ ጽዩፍ ተግባርኪ ርእየዮ እየ።+ ኣቲ የሩሳሌም፡ ወይለኺ! ክሳዕ መዓስ ኢኺ ርኽስቲ ዄንኪ ኽትጸንሒ፧”+ ጸፎንያስ 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እታ ዓላዊትን ብክልትን ጨቋኒትን ከተማ ወይለኣ!+
27 እወ፡ ዝሙትክን+ ብፍትወተ ስጋ ምሕምሓምክንጽዩፍ* ምንዝርናኽን ኪርአ እዩ። ኣብ ኵርባታትን ኣብ መሮርን፡እቲ ጽዩፍ ተግባርኪ ርእየዮ እየ።+ ኣቲ የሩሳሌም፡ ወይለኺ! ክሳዕ መዓስ ኢኺ ርኽስቲ ዄንኪ ኽትጸንሒ፧”+