ህዝቅኤል 23:46, 47 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 46 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋስ ከምዚ ይብል፦ ‘ንመሰክሕን ንዘመተን ኪገብርወንሲ፡ ኣንጻረን ሰራዊት ኪመጹ እዮም።+ 47 እቶም ሰራዊት ኣእማን ኪድርብዩለን፡+ ብኣስያፎም ድማ ኪቘራርጽወን እዮም። ንኣወዳተንን ንኣዋልደንን ኪቐትልዎም፡+ ኣባይተን እውን ብሓዊ ኼንድዱ እዮም።+ ኣንባቆም 1:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣብዝስ ንከለዳውያን፡ንጨካናትን ንርቡጻትን ህዝቢ አተንስኦም ኣለኹ።+ ዘይናቶም ኣባይቲ ኺምንዝዑ፡ኣብ ሰፊሕ ክፋል ምድሪ የስፋሕፍሑ።+
46 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋስ ከምዚ ይብል፦ ‘ንመሰክሕን ንዘመተን ኪገብርወንሲ፡ ኣንጻረን ሰራዊት ኪመጹ እዮም።+ 47 እቶም ሰራዊት ኣእማን ኪድርብዩለን፡+ ብኣስያፎም ድማ ኪቘራርጽወን እዮም። ንኣወዳተንን ንኣዋልደንን ኪቐትልዎም፡+ ኣባይተን እውን ብሓዊ ኼንድዱ እዮም።+